Note! Looking for an order placed before 2025-09-20, 16:00? [Click Here]
جمعه - 11 مهر 1404
{"Id":0,"Name":null,"Mobile":null,"Email":null,"Token":null,"Type":0,"ReferencerId":null,"VatConfirm":false,"PublicToken":null,"Culture":"fa-ir","Currency":"eur","CurrencySign":"€","CountryIsoCode":"us","HasSubset":false,"Discount":0.0,"IsProfileComplete":false,"HasCredit":false,"LastActivity":"0001-01-01T00:00:00"}
login
ورود
shopping cart 0
سبد خرید

سبد خرید

Menu

اطلاعات محصول
شابک: 999480118x
گروه سنی: بزرگسال
صفحات: 188
وزن: 240 g
ابعاد: 14 x 21 x 1٫32 cm
جلد کتاب: شومیز
Genre:

ታሪኽ ኤርትራ፡ ካብ ጥንቲ ክሳብ ናጽነት تیگرینیایی 2012

Tārixe ʼéretrā kāb ṭenti kesāb nāṣenat

نویسنده: ṣeḥuf Mamhari
امتیاز:
24٫41 €
2 تا 3 روز
لیست علاقه‌مندی‌ها
Wishlist
اطلاعات محصول
شابک: 999480118x
گروه سنی: بزرگسال
صفحات: 188
وزن: 240 g
ابعاد: 14 x 21 x 1٫32 cm
جلد کتاب: شومیز
History of Eritrea From ancient times to independence.
more
‘ታሪኽ ኤርትራ፡ ካብ ጥንቲ ክሳብ ናጽነት’ ብፍላይ ንተማሃሮ ቢት ትምህርቲ ዋርሳይ-ይከኣሎ፡ ሳዋ፡ ታሪኽ ኤርትራ ንምምሃር ዝተዳለወ ኣስከሬን ምህሮ (outline) እዩ። መጀመሪያ፡ ንመምሃራን ከም መበገሲ ምህሮ፡ ንተማሃሮ ኸኣ ከም መዘኻኸሪ ጽሑፍ ንኸገልግል እዩ ተዳልዩ። ይኹን`ምበር፡ ካብ ሳዋ ወጻኢ፡ ብቐዳምነት ከኣ ኣብ ሓይሊታት ምክልኻልን ንመንእሰያት ኣብ ውሽጢን ወጻኢን፡ ከም ናይ ታሪኽ ኤርትራ መባእታዊ መምሃሪ ከገልግል ስለዝኽእል፡ ብመጽሓፍ ተሓቲሙ ይዝርጋሕ ኣሎ። ታሪኽ ኤርትራ፡ ካብ ጥንቲ ክሳብ ሎሚ፡ ዓሚቚ ምርምር ተገይሩሉ ዛጊት ኣይተጻሕፈን። ኤርትራውያን ተመራመርቲ፡ ብብዝሕን ዓይነትን ፈርዮም ናይ ታሪኽ፡ ስነ ጥንቲ፡ ስነ ሰብ፡ ስነ ልሳን፡ ወዘተ ሰፊሕን ዓሚቚን ምርምር ብምግባር ታሪኽና ብግቡእ ንምጽሓፍ ዝጽበየና ዘሎ ሃገራዊ ዕማም ዓቢ`ዩ። ነዚ ብድሆ`ዚ ክገጥሙ ዝበቕዑ ምሁራት ኤርትራውያን መንእሰያት ንምፍራይ ከኣ ቀጻሊ ጻዕሪ ከድሊ`ዩ። ኣብ`ዚ መዳይ`ዚ፡ እዚ መባእታዊ ትምህርቲ ታሪኽ`ዚ፡ ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ተገዳስነት ብምቕስቃስ፡ ምቕሉል ተራ ክህልዎ ዝኽእል ይመስለና።
more